Tigrinya English Learning app


3.81 بواسطة Afromium Digital Solutions
20/02/2024 الإصدارات القديمة

Tigrinya English Learning appحول

التطبيق التغرينية تعلم اللغة الإنجليزية، تعلم اللغة الإنجليزية Tigrigna، دراسة اللغة الإنجليزية التغرينية

التغرينية تعلم اللغة الإنجليزية التطبيق

ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር

ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን. ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ.

دراسة اللغة الإنجليزية والتغرينية المفردات، تعلم المفردات الإنجليزية التغرينية

ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ. እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት، ግዜ، መጓዓዝያ، ኣንፈት، ኩነታት ኣየር، መግቢ، ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት، ኣካልትና، ክዳውንቲ، ጥዕና، ስምዒት، በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም.

ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ. ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ.

ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ "دراسة" ዝብል، እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ.

እቲ ሓደ "كل الكلمات" ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ. ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ.

ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ، ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ.

ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ، ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ.

ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን، ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ.

تحديث لأحدث إصدار 3.81

Last updated on 01/03/2024
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.

Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.

معلومات أكثر ل تطبيق

احدث اصدار

3.81

محمل

ကိုယ္ရံေတာ္ နက္ဆိုးေလ

Android متطلبات النظام

Android 5.0+

Available on

الإبلاغ

تحديد كغير مناسب

عرض المزيد

Use APKPure App

Get Tigrinya English Learning app old version APK for Android

تحميل

Use APKPure App

Get Tigrinya English Learning app old version APK for Android

تحميل

Tigrinya English Learning app البديل

احصل على المزيد Afromium Digital Solutions

الاكتشاف