Use APKPure App
Get Tigrinya Love Messages old version APK for Android
Tigrinya Cinta SMS Pesan, ትግርኛ Tigrigna,
Pesan SMS Cinta Tigrniya
Aplikasi ini berisi Pesan cinta romantis di Tigrinya. Aplikasi ini cocok untuk pasangan dan mereka yang sedang jatuh cinta untuk pertama kalinya. Gunakan aplikasi untuk mengirim teks romantis.
Setiap hubungan membutuhkan percikan sesekali, dan semua pesan romantis yang tak terduga ini akan memastikan bahwa Anda menghargai pasangan Anda di atas segalanya. Untuk mengungkapkan cinta Anda, kirim pesan ini. Pesan cinta yang mendalam ini akan membantu Anda menciptakan kenangan romantis dan indah bersama pasangan.
ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ. ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ. ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ. ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ. ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር.
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ. ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ.
“ንስኻ ናይ ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ. ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ.
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ. እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ, ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል. "ንዕኡ" "ንዓኣ"
ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን.
Last updated on Aug 24, 2024
Minor Bug fixes and additional Tigrinya Love messages added
Diunggah oleh
Thằng Hề
Perlu Android versi
Android 8.0+
Kategori
Laporkan
Tigrinya Love Messages
4.72 by Afromium Digital Solutions
Aug 24, 2024